ጃፓን ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ስደተኛታትን ንተቐበልቲ ማሕበረሰብን ዝኸውን 37 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ስደተኛታትን ንተቐበልቲ ማሕበረሰብን ዝኸውን 37 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 14 ሕዳር 2024 ገባሪ ሰናይ ጎረቤታት ብዝብል ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብመንግስቲ ጃፓን…