ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም።
“ኣላት” ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ መንግስቲ ኣዘርባጃን ኣብ ውሽጢ ፕሮግራማት ኢኮኖሚ ሓደን ቁልፍን እንትኸውን፥ ተካኢን ንዓለም ለኸ ዕዳጋ…