ኣብ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን ዘገድድ ደረጃ ተግባራዊ ከምዝግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን ዘገድድ ደረጃ ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ከምዝግበር ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ሄራን ገርባ ኣፍሊጠን።
እቲ ኣገዳዲ ደረጃ፥ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን…