Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 34 ዓመት ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ካብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘረጋገፆ፤ ወናኒ ክብረ ወሰን ማራቶን ኣምስተርዳም ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት…

ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ምስራሕ ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ዘበኑ ዝጠልቦ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ጉባኤ ማሪታይም ኣፍሪካ ሚኒስትራት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሃገራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ብሽም መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓዘኖም ብምግላፅ…

ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ራይላ ኦዲንጋ ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ሕክምናኦም እናተኸታተሉ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡ ውሩይ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ  ኒጄል ክላርክ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ትካል ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም። ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ኣብ ምዕባይ፣ ንፈጠራ ዕድል…

ውፅኢታዊነት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕፃል ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትትግብሮ ዘላ  መመሓየሺ ኢኮኖሚ ብዝተማልአ መገዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን  ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ምስ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እቲ ህንፃ በዓል 15 ደብሪ እንትኸውን፥ 592 ህፃናትን 887 ዓበይቲን ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ዘለዎም ክልተ ኣዳራሻት…

ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጂቡቲ ሪፐብሊክ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃን ዝተሸሙ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሹመቶም ብምቕባል ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ኣምባሳደር  ደብዳበ ሹመቶም ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ዳይሬክተር ፈንድ ኩዌት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ተጠባባቒ ዳይሬክተር ፈንድ ኩዌት ዋሊድ ኣል ባሃር ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ናይ ነዊሕ እዋን…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ከይዲ እቲ ጨረታ 31 ባንኪታት ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ብመሰረት እቲ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 148 ነጥቢ 1007 ብር ብምዃን ተመዝጊቡ…