Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ…

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መደባት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር።…

ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዝላ ዘምፅኡ ዓወታት…

ኣብ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ 60 ሰባት ኣሳፊራ አትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶብስ ኣብ ድልድል ጃራ እንትትበፅሕ ምስ ናይ ፅዕነት ተሽከርካሪት…

ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ ኢሉ ምምሕዳር እታ ከተማ። ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 መበል 12 ዓመቱ ምኽኒያት ብምግባር መስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ መርሃ…

በዓል ኣዳብና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣዳብና ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ፓርክ ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣዳብና ብማሕበረሰብ ጉራጌ ካብ 16 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ ዝኽበር ኢዩ። መናእሰይ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ትውፊታት ዘኽብርዎ በዓል ከምዝኾነ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተጀመሩ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቑን ዝተጀመሩን ግዙፋት ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ተሳሊጡ። ዳይሬክተር ዲጂታል ሚዲያ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ቢሻር ሞሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…

ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ በራሕለ ብሰንኪ ዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ጉድኣት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ በራሕለ ትማሊ ምሸት ብሰንኪ ዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ጉድኣት ኣጋጢሙ። ዋና ኣመሓዳሪ ሰሜናዊ ዞባ ኣይተ መሓመድ ዓሊ ኣስሓብ እቲ ራዕዲ መሬት ኣብቲ ዞባ ወረዳ በራሕለ፣ ኮናባን ዳሎልን ምግጣሙ ተዛሪቦም። ኣብ ክልተ ወረዳታት…

ኣብ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ክግበሩ ዝነበሩ ፀወታታት ፈላማይ ሰሙን እቲ ፕሪሚየር ሊግ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩሎም ኢሉ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፡፡ ናይ መጀመርታ ትሽዓተ ሰሙናት ውድድራት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን…

ኣሕዋት ኣዘዝቲ መርከብ ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካብ ዘመረቖም ኣዘዝቲ መርከብ ክልተ ኣሕዋት ይርከቡዎም። ክልቲኦም ኣሕዋት ሚሊየን ታሪኩን ኣቤል ታሪኩን ትውልዶምን ዕቤቶምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሽሮ ሜዳ ኢዩ። ሚሊዮንን ኣቤልን ናብዚ…