ስፓርት ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤ ኣብቲ ውድድር ሜዳሊያ ወርቂ ንዘመዝገቡ ኣትሌታት 40 ሺሕ፣ ንሜዳሊያ ብሩር 25 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣአምባሳደር ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣአምባሳደር እስራኤክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፍሉይ…
ስፓርት ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ስለሺ ስህን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 667 ማእኸላት ፈተና ንሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተዳልየን ኣለዋ mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 667 ማእኸላት ፈተናታት ናይ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ሃገር ለኸ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርስቲ ንምክያድ ኣገልግሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ምድላውእናገበረ ይርከብ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ…
ስፓርት ቦርንማውዝ ምስ ማንቼስተር ሲቲ mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 37 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ፣ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 3፡30 ምስ ቦርንማውዝ ክትገጥም ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ እትምራሕ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ውድድር ፅዋዕ እቲ ሊግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮም ዑደት ንልምዓት ከተማታትና ዓብዩ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮ ዑደት፣ ንልምዓት ከተማታትና ዓብዪ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ ኢለን። ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ዝርኸብ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መደረኦም ከምዝገለፁዎ፣ ሓበሬታ ልክዕ ከም ወርቂ ክባር ሃፍቲ ሃገር ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ ኢሎም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኤልኬሬጅ ኣብ ክልተኣዊን ርክብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲን ስትራተጂካዊ ሃፍቲ ናይዚ ዘመንን እዩ ኢሎም፡፡ "ልኡላውነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ" ብዝብል መሪሐ ሓሳብ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃላይ ሃሮማያ ዳግማይ ምውላድ ፍረ ሓምላይ ኣሰር እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዳግማይ ምውላድ ቃላይ ሃሮማያ ሓደ ካብ ፍረታት ሓምለዋይ ኣሰር እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን…