ቢዝነስ 760 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 760 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ናይ 6 ኣዋርሕ ትልሚ ኣፈፃፅማ ገምጋም በጀት ዓመት 2018 የካይድ ኣሎ። ሚኒስተር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ዝተሳተፉን ብሉፅ ክእለቶም ዘርኣዩን ኣብረርቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ዝኽሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ “ሰማይ ኣናብስ - ኢትዮጵያ” ብዝብል ዝቐረበ ኣብ ምርኢት ኣየር ዓብዪ ግደ ዘበርከቱ ኣብረርቲ ናይ ኣፍልጦን ምስጋናን መርህ ግብሪ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተሳተፉ ዋና ኣዛዚ…
ስፓርት ኣብ ከተማ ኖርዊች ዝገርም ክእለቱ የርኢ ዘሎ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ዓሊ አሕመድ mizan mekonen Jan 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምስ ካናዳዊ ቫንኩቨር ኋይትካፕ ን እንግሊዛዊ ኖርዊች ሲቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ መስኮት ዝውውር ዝተፀንበረ ትውልደ ኢትዮጵያ ዓሊ ኣሕመድ፣ ብኽእለቱ ንብዙሓት ይምስጥ ኣሎ። ዓሊ ኣሕመድ ኣብ 2000 ኣብ ካናዳ ከተማ ቶሮንቶ ዝተወለደ እንትኾን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንክታት ነንባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ነኒባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ፣ ቁልፊ መዳርግቲ ኣካላት ንግዲ ባንኪታትን ዓውዲ ፋይናንስን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ፍራንስኮ ኣሪዞ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ኣባል ትካላት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ንለውጢ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ከዕብዩ ይግባእ። ኣብ ኢትዮጵያ…
ቴክኖሎጂ ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበር ንምክኻል … Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ብዋትሳፕ፣ ቴሌግራምን ካልኦት ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበርን ምጭብርባርን ተግባራት ተቓላዕቲ ከይኾኑ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ ኢሉ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን (ኢመደኣ)። ኢመደኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ምድላዋት መረፃ ፓርታት ፖለቲካ mizan mekonen Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ናይ ቅድመ ምድላዋት ስራሕቲ ኣብ ምኽያድ ንርከብ ኢሎም፡፡ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዲሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ ኣልማዝ ገ/ፃድቅ፤ ኣብ ክልል ትግራይ 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ mizan mekonen Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ ኢሉ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ፡፡ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ በጀት ፍርቂ ዓመት 2018 ኣፈፃፅማ ስራሕ ገምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ክርስቶፈር ላንዳው ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ብምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2018 በጀት ዓመት ናይ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…