ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ምድረ ገነት ሽረን ብዘይሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ እንተየመዝገባ ወፂአን፡፡ ኣብቲ…
ቢዝነስ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ዌንካይ ዣ ንግ ዘትዮም mizan mekonen Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ዌንካይ ዣ ንግ ዘትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዕብየት ኢኮኖሚ ንምስፋሕ፣ ዲጂታላዊ ኢኮኖሚን ምውህሃድ ኣህጉራዊ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ንምድንፋዕ እንዳተሰርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ምቁፅፃር ምኽኣላ ለበዳ ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ዝተቖፃፀረትሉ መገዲ ሃንደበታዊ ዝርገሐ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፡፡ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጥዕና ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዓወታት ቅልጡፍ ምላሽ ኣመራርሓን ሕማም ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ መሓዙት ልምዓትን ህዝቢን ንምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ “ብትግሃት ንኣዲስ ኣበባ ናብ ዝለዓለ ዓወት!” ብዝብል መሪሕ…
ጥዕና ኢትዮጵያ ንቫይረስ ማርበርግ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂራቶ mizan mekonen Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፃር ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና። ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ምላሽን ምሕደራን ህዝባዊ ጥዕናን ምቁፅፃር ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ዝተመዝገበ ዓወታት ናይ ምብሳር መድረኽ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ- ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር) Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ ኢሎም ተመራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)። ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር…
ቢዝነስ ባንክታት ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም-ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንክታት ካብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም ኢሉ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቶም ባንኪታት ነዝተመረፁ ናውቲታት ሰነድ ልቓሕ ይኹን…
ስፓርት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ሎሚ ክካየድ ኢዩ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 23 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ወሲዱ ኣሎ። ኣርሴናል መሪሕነቱ ንምጥንኻር ዓሊሙ ሎሚ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ ልዑል ንሕንሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን፤ ኣሰር ጅግንነቱ ዘንብረሉ፣ ብቕዓቱ ዝልከዐሉን ናይ ሃገር ኩርዓት ዝእውጀሉን ሰፊሕ መፃወቲ ሜድኡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ጥቕሚ፣ ድልየት ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ኢትዮጵያን…