ስፓርት ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ … Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናልን ባየርንሙኒክን ኣቐዲመን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፈን ኣብ ዘረጋገፃሉ ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ካይራት ኣልማቲ፣ ስላቪያ ፕራግ፣ ቪያሪያልን ኣይንትራፍራንክፈርትን ካብቲ ውድድር ዝተሰናበታ…
ስፓርት ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ኣጀማምርኡ ዝሰመረሉ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ… Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ብምድማቕ ደረጃኡ ክብ ብምባል ናብ ኢትሃድ ዘምረሐ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ብቕልጡፍ ክላመድ ክኢሉ ኣሎ፡፡ ካብ ጋናዊ ኣቡኡን ፈረንሳዊት እንኡን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2000 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ”ስርዓት ዕርቂ እንደርታ” Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕርቂ እንደርታ ካፍቶም ብጣዕሚ ብርክት ልበሉ ስርዓተ ክብርታት ማሕበረሰብ 70 እንደርታ ሓደ እዩ። ዕርቂ እንደርታ መማረፂ ኣልቦ ዘላቂ ሰላም፥ ስርዓት ፍትሒ እዩ። ልምስምማዕ፥ ልምምኽኻር፥ ልሰላም ምንም ዓይነት ቅድመ…
ስፓርት ፓትሪክ ዶርጉ ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜጋ ዘርሕቖ ጉድኣት ኣጋጢሙዎ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ፓትሪክ ዶርጉ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ። እቲ ተፃዋቲ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ንኣርሰናል 3 ን 2 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ዘደንቕ ሸቶ ምምዝጋቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ካብ ውሽጢ ሃገር ሓሊፉ ብፅሬት ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምቕራብ እናተሰርሐ ይርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፍርያት ካብ ውሽጢ ሃገር ሓሊፉ ብፅሬት ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢለን። ብ1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ኣትክልቲን ፍረምረን ዓብዪ መኽዚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ ኢሎም። እቲ ሓይሊ ኣየር ንሰለስተ ዓመታት ዝሰልጠኑ ኣብረርቲ፣ ሕፁያት መኮንናትን ቴክኒሻናትን…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 320 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦም ቴክኖሎጂታት ብምትግባር ንዓማዊሉ ቅልጡፍን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት እናሃብኩ ይርከብ ኢሉ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ቅነ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ገንዘብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኣጀንዳ እንታይ ዓይነት ቅርፂ ክህልዎ ይኽእል? Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ምጥያሹ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ኣብ መእተዊ እቲ ኣዋጅ ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፓለቲካን ሓሳብን መራሕቲ ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣዚዩ መሰረታዊ ኣብ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ውቁባትን ንነበርተን ምቹኣትን ንምግባር ዘኽኣለ ልምዓት ኮሪደር Desta Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ከተማታት ብሩህ ተስፋ ዘድምቑ ዓበይቲ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም። ካብ መንጎ እቶም ዓወታት ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፍልፍል ሓሳብ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ብቐዳምነት ይፅራሕ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ቢዝነስ ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረቡ ፍሪያታት ልዕሊ ፍርቂ ዝኸውን ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞባታት ዝፈረየ ኢዩ Desta Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመት ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረቡ ፍሪያታት ልዕሊ ፍርቂ ዝኸውን ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞባታት ዝፈረየ ኢዩ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። ኣብቲ ኮርፖሬሽን ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬት ኣይተ ጳውሎስ…