ቢዝነስ ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኻት ቢዝነስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከሳልጡ ኢዮም Desta Jun 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተመርሐ 79 ኣባላት ዘካተተ ጉጅለ ልኡኻት ነግዲን ኢንቨስትመንትን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዘሳልጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ንነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኢትዮጵያ ንዘካይዶ ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ምታሕን መሊስካ ናይ ምጥያሽን ተግባር ልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ነበር ዕጡቓት ዕጥቂ ምፍታሕ ሓዊሱ መሊስካ ምስ ምጥያሽ ተተሓሒዙ ንዝውግኖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ተገይሩሉ ዝፀደቐ ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ኣብ ጄኔቫ ስዊዘርላንድ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 77 ጉባኤ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳታቶም ፈልዮም ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናካየዶ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ መዓልቱ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ፡፡ ሓሙሽቲኦም መዳርክቲ ኣካላት ዘተ ትማሊን ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ዝነበረ መርሃ-ግብሪ ናይ ኣጀንዳ…
ቢዝነስ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ 210 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር) ገሊፆም። ‘’ዝተቐላጠፈ ምሕዝነት ንልምዓት ዝሕደስ ኢነርጂ ኣብ ኣፍሪካ’’ ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ይካድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ካልኦት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት መሪፃ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላውዲያ ሺንባም ኣብ ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ብልዑል ድምፂ ብምስዓር ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብምዃን ተመሪፀን። ክላውዲያ ሺንባም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ጥቅምቲ ንኣንድሬስ ማኑኤል ሎፔዝ ኦብራዶርን ብምትካእ ፕሬዚዳንት ክኾና…
ቢዝነስ ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፋኦ ዘቲዮም Desta Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል መግብን ግብርናን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ምቕራብ ደገፍ ቴክኒክ፣ ኮሪደራት መስኖ፣ መምርሒታትን ማዕቐፋት ሕጊን ፕሮጀክት ፍላግሺፕ…
ስፓርት ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡ ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ…