ኣብ ትግራይ ብወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ክትከል ኢዩ-እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ክልል ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…