ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሲንጋፖር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ከተማታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ሲንጋፖር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ከተማታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ፡፡
እቲ ጉባኤ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋትን ሓምለዎትን ብምግባር፣ ብኽለት ኣየር ምክልኻልን ቅልጡፍ ለውጢን ማእኸል…