Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ብውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ብውድድር ጒያ ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር  12፡36፡73 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሓጎስ፥ ኣብ ታሪክ ናይ ኩሉ ግዘ ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ምምዝጋቡ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም…

ናይ ሕሶት ሰነድ ዘዳሉ ውልቀሰብ ብመሓዝ ምርመራ እናፃረየ ከምዝኾነ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሰነድ ዘዳሉ ውልቀሰብ ብመሓዝ ምርመራ እናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ጉለሌ 17 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብታ ክፍለ ከተማ ወረዳ 2 ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ውልቀሰብ ብዝተገበረ ብርበራ 29…

ሕብረተሰብ ካብ ተግባር ገበን ምጭብርባር ንኽጥንቀቕ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ካብ ተግባር ገበን ምጭብርባር ንኽጥንቀቕ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት “ሓደ ሓደ ውልቀሰባትን ተግባር ገበን ፈፀምቲን ዝተፈላለየ ምስሊ ዘለዎም ገበናት ብምፍፃም ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ ንምርካብ ምንቅስቓስ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 2 ሺሕ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምውካል ዝሳተፉ ተሳተፍቲ ኣብ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተረኺቦም ናይ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዕራፍ ዘተ ጀሚሮም፡፡ ካብ 21…

ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ሲያልኮት ፓኪስታን ዓለባታት ስፖርት ንምፍራይ ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ሲያልኮት ፓኪስታን ኣብ ብወፃኢ ንግዲ ኢትዮጵያ ደረጀኦም ዝሓለዉ ዓለባታት ስፖርት ንምፍራይ ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና…

ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ መበል 21 ኣኼባ ሚኒስትራት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ መበል 21 ኣኼባ ሚኒስትራት ኣሳሊጡ። ፕሮጀክትታት እቲ ኢኒሼቲቭ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእሉ ቀጣናዊ በዓልዋናነትን ምትሕብባርን ምጉልባት ኣብ ዘኽእሉ…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር መድረኽ ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር "ንእዋኑ ዝምጥን ሓርበኝነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣካይዱ። ኣብ ዋና ቀፅሪ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ÷ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መንግስታዊ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ዓውዲ ምርኢት “ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ 2024” ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንዓውደ ምርኢት "ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ 2024" ብዕሊ ብምኽፋት ኣጀሚሮም። ህንፀት ውሽጢ ሃገርን መሰረተ ልምዓትን ብፈጠራን መፍትሒታትን ንምእንፋት ዝዓለመ ''ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 140 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ጉድኣት ኣካላትን ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ዝስርሑ ስራሕቲ  ልምዓታት ንደቂ ሰባት ተስፋ ዘህቡን ፅዕንቶ ናብራ ዘቃልሉን ንክኾኑ ሰብ ተኮር ስራሕና ብተግባር ዝገልፅ ኢዩ ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ “በጎነት” ብዝብል ስያመ ዝተሃነፁ…

ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ምጅማሩ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ምስቲ ኮርፖሬሽን ውዕሊ ስምምዕነት ብምኽታም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ስራሕቲ ቅድመ ኦፕሬሽን ክገብር ከምዝፀንሐ…