ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jun 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኲናት ነቢርናሉ ኢና፤ ዝተወሰኑ ፀገማትና ፈቲሕናሉ ኢና። ’ኣብዮት’ ደጋጊምናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዑደት ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፅርየተን ዝሓለዋ ከተማታት ንክህልዋ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅርየተን ዝሓለዋን ምቹዋትን ከተማታት ንክህልዋ ይስራሕ ከምዘሎ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብሓምለዋይ ኣሰር ዝወቀባ ፅሩያትን ንናብራ ምቹኣትን ከተማታት ንምፍጣር ልዕሊ 300 ሚሊየን በር ከምዝተሰለዐ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቶኒዮ ሎፔዝ ማክ-ሌላ ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካላት ፍትሒ ገለልተኛ ብምዃን ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፍትሒ ካብ ኢድ ኣእታዊነት ናፃን ገለልተኛን ብምዃን ብምስራሕ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እዚ ዓመት ሃገራዊ ትራንስፎርሜሽን ኣብያተ ፍርዲን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ብኣፅዋር ኲናት ኣሜሪካ ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ባይደን ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ኣሜሪካ ብዘቕረበቶ ኣፅዋር ኲናት ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ። ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከብ ቦታ ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ወፍሪ መጥቃዕቲ ኣብ ግዝኣት ካርኪቭ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ፍሪታወን ቀጥታ በረራ ጀሚሩ Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ፍሪታወን ቀጥታ በረራ ጀሚሩ። እቲ በረራ ኣብ ሰሙን 3 ጊዘ ዝካየድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው፥ እቲ በረራ ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርት ንምትእስሳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ። ካብ ኩለን ወረዳታት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 11 ክፋላት ማሕበረሰብ ዝወከሉ ልዐሊ 2 ሺሕ ተሳተፍቲ ካብ 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ንኢሜግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ዝገብሮ ደገፍ ክቕፅል ኢየ ኢሉ Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኢሜግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ንዝገብሮ ምዝገባ ስቪል ዝህቦ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ብዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ህፃናትን ሓለዋ ህፃናትን ውሕመ ሺማ ሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ Desta May 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መረፃ፣ ምገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ ምግባር ምርጫን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ኣዋጅ…