ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሩባ ተከዘ ብጃልባ ተሳፊሮም እናተጓዓዙ ናይ ዝነበሩ 12 ሰባት ህይወት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረ ሰብ ዋግ ህምራ ካብ ወረዳ ሰሃላ ሰዬምት ናብ ወረዳ ዝቋላ ብሩባ ተከዘ ብጀልባ እናተጓዓዙ ዝነበሩ 12 ሰባት ብሃንደበታዊ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ መበገሲኦም ወረዳ ሰሃላ ሰዬምት ከተማ መሸሃን ቀበሌ ሰላዝጌን ብምግባር ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ይርጋጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ። መበገሲኣ ሞያሌ ዝገበረትን ዘበናዊ ዱኽዒ መዳበሪያ ዝፀዓነት ከባድ ተሽከርካሪት ምስ ሞተር ሳይክል ብምግጫዋ ዘጋጠመ ሓደጋ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ዘብፀሐላ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጎቦ ጎላን ሂዝቦላ ኣብፂሑለይ ዝበለቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ደብዳብ ቦንብ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። ጦር እስራኤል ኣብ ማእኸላይ ዴር ኤል ባላ ኣብ ሆስፒታልን ንመዕቖቢን ኣብ ዘገልግል ቤት ትምህርቲ መጥቃዕቲ ብምፍናው 15…
ቢዝነስ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 512 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 529 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ 2016 512 ነጥቢ 82 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም። እቶም ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ሓበራዊ ድሕንነት ምሕላው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓለዋይ ኣሰር ተኻይዱ። "እትተክል ሃገር ዘፅንዕ ወለዶ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣሰሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2024 0 አዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 21፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ነናውቲን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ዘረከቡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኤ ወገናት ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዖም Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ክሳብ ሐዚ 231 ዜጋታት ህይወቶም ብዘስኣነ ጋህሲ መሬት ዞባ ጎፋ ዝተጎድኡ ቤተሰብን ማሕበረሰብን ብኣካል ንምፅንዕናዕ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ቀዳማዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 53 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ክሽፈን ኢዩ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 53 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ክሽፈን ኢዩ ክብል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ዳይሬክተር ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ…