ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም እግሪ ዝተኽልሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ንቀወምቲ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን…