ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመተ ህጅራ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት…