ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን መረፃ፤ “ ኣዲስ ኣበባን ከም ስማ ውቅብቲ ዕምበባ ንምግባርን ንነበርታ ምችውቲ ክትከውንን” ንምስራሕ ንህዝቡ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ “እቲ በዓል ዘብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣጠናኺና ብሓባር ደው ብምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪታት ፊቼ ጨምበላላ ንፀገማትና መፍትሒ ብምግባር ክንጥቀመሉ ይግባእ – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብሪታት ፊቼ ጨምበላላ ዝኾኑ ዕርቂን ይቅርታን ንፀገማትና መፍትሒ ክንጥቀመሎም ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ድሮ በዓል ፍቼ ጨምበላላ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናተኸበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን ብዘላቕነት ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ተዋሂቡ – ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ግልጋሎታትን ምምሕዳርን መንግስቲ ብመሰረታዊነትን ዘላቕነትን ንምምሕያሽ ፍሉይ ትኹረት ከምዝተገበረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሓለፍቲ ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ተግባራት መመሓየሺ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡ በምኽንያት እቲ ሰልፊ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርቲ ከምዝዕፀዉ እውን ፖሊስ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Desta Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ 28 መጋቢት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ…
ቢዝነስ ቻይና ኣብ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛኦ ዚዩዋን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣይተ መላኩ ኣለበል÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒ ራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ- ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ Desta Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። እቲ ሓይሊ ኣየር ብስም ሰራዊት ተጣይሹ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ምስ ዝኣተወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ ክብሉ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዘውፀኦ ናይቶም ገዛኢ ባንኪ ፅሑፍ፤ እታ ሃር ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ እመዝገበቶ…
ስፓርት ደቡብ አፍሪካዊ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካን ጋንታ ካይዘርን ዝኾነ ሉክ ፍሉርስ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ጋንትኡ ከምዝሓረቶ÷ ወዲ 24 ዓመት ተኻኻላይ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ…