Fana: At a Speed of Life!

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ቢጣ ጨጋ ከባቢ ዳራ ትማሊ ኣጋምሸት ሰዓት 8፡30 ዘጋጠመ ዝኾነ ሓበሬታ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ…

ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዙሓት ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ፅባሕ ዝኽበር እንትኸውን፥ ንዝቕፅሉ ክልተ መዓልታት ኣብቲ ከባቢ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓን ንምርግጋፅ ዝውዕሉ ሽዱሽተ ፕሮጀክታት ንምትግባር ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡ እዋናዊ…

ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ቼልሲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ቼልሲ ተዓዊታ። ኣብ መበል 30 ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ምሸት 4፡15 ዝተራኸባ እንትኾና÷ ቼልሲ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ…

ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ሰልፊ ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። "ንምዕባለ ሃገር ብሕብት ዘብዒ ክንከውን ኢና!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣደባባ ለገሃር እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ÷ ነበርቲ እቲ…

ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን…

“ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ስታርት አፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይአ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኣብ ትግራይ ክፍሊት ውዝፍ ጡረታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክፍሊት ውዝፍ  ጡረታ ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋናት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዝተወከሉ ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ብዛዕባ እቲ ክፍሊት ሕቶ ምልዓሉ ይዝከር።…

ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእልስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሽባታ ሂሮኖሪ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።…