Fana: At a Speed of Life!

ከተማታት ተመረፅቲ ቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ንክኾና ፕሮጀክት ኮሪደር ልምዓት ሓጋዚ ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ተመረፅቲ ቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ንክኾና ፕሮጀክት ኮሪደር ልምዓት ሓጋዚ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ  ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እዚ ቀጣና ብመሰረተ ልምዓት…

ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ  ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ። ማሕበር ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ ዘቲዩ። እቲ ዘተ፥ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ልምዓትን ሃገራዊ ዛዕባታትን ዘለዎ ተሳትፎ ከብ…

70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንከምለሱ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንከምለሱ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ልኡኽ መንግስቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምርሕ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ልኡኽ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርትኳን ኣያኖ ዝምራሕ…

ናይ ለውጢ መንግስቲ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ንምምሓውን ዘላቒ ሰላም ንምፍጣርን ክሰርሕ ፀኒሑ ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ንምምሓውን ዘላቒ ሰላም ንምፍጣርን ክሰርሕ ፀኒሑ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ዝነበረ ጉዕዞ ለውጢ ዝጠመተ መግለፂ…

ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ንክሰምር ሓጋዚ ንክኸውን ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ንክሰምር ሓጋዚ ንክኸውን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ሓቲቱ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ…

ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ስርዓት ኣተሓሕዛ መረዳእታ ሓደጋ ትራፊክ ብምዝርጋሕ ማዕረ እቲ ፀገም ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ስርዓት ኣተሓሕዛ መረዳእታ ሓደጋ ትራፊክ ብምዝርጋሕ ማዕረ እቲ ፀገም ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ነዚ ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ፥ ኮሚሽነር ጀነራል…

ብግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ብራዚል ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ብራዚል ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ግብርና ካብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዲ ንምውሳድ ዝዓለመ ዑደት ኢዩ ዘካይድ ዘሎ…

ጠንካራ ስርዓት ሓለዋ ውልቀ ዳታ ንምፍጣር ዘኽእል ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠንካራ ስርዓት ሓለዋ ውልቀ ዳታ ንምፍጣር ዘኽእል ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብኣብዝሓ ደምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ኣዋጅ፥ ትካል ተቖፃፃሪ ውልቀ ዳታ ብምስያም ፅኑዕ ስርዓት ሓለዋ ውልቀ ዳታ ንክፍጠር ንምግባር ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ። ውልቀ ዳታ…

ዕዳጋ ነዋይ ሰነደ መዋዕለ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካፒታል ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ነዋይ ሰነደ መዋዕለ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካፒታል ኣተኣኻኺቡ። ብመሰረት እዚ ከይዲ ምትእኽኻብ ካፒታሉ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መግለፂ ሂቡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ናይሮቢን ለንደንን ኣብ ዝተገበሩ ሰብ ሃፍቲ ናይ ምእማን…

ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ምሕላፉ ኮሚሽን ፖሊስን ቢሮ ትራንስፖርትን ልምዓት መገዲን እቲ ክልል ኣፍሊጦም። ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ዳይሬክተር ክፍሊ ትራፊክ ኮማንደር ከበደ ኬኔራ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓደጋ…