ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ታሪኻዊ ዓዋት እናመዝገበት ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን እናመዝገበቶ ትርከብ ዓዋት ታሪኻዊን ልዑል ዓቕሚ ኢኮኖሚ ዝፈጠረን ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣፍይቲ ቡን፣ ለኣኽቲን መዳርጊ ኣካላት እቲ ዓውዲን ኣብ…