Fana: At a Speed of Life!

ሻምፒዮን ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣትሌት ጋቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ውድድር ግራንድ ፕሪክስ ከምትሳተፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 200 ሜትሮ ሻምፒዮ ዝኾነት ኣትሌት ጋቢ ቶማስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ውድድር ግራንድ ፕሪክስ ከምትሳተፍ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን እተተኣናግዶ ናይ ሓደ መዓልቲ ዓለም ለኸ ውድድር፤ 10 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ክካየድ…

ኢራን ዝቐረበላ ግዚያዊ ሓሳብ ምቁራፅ ተኹሲ ውድቂ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ምስ ኣሜሪካን እስራኤልን ዝኣተወቶ ኲናት ንምቁራፅ ዝቐረበ ግዚያዊ ሓሳብ ምቁራፅ ተኹሲ ውድቂ ገይራ፡፡ ብኣዳራዳራይነት ፓኪስታን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፃዕሪ ሰላም ዝቐረበ ምኽረ ሓሳብ ህፁፅ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበርን ኣብ ውሽጢ 20…

ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ዲፕሎማት ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ብሕክምና ክርድኣ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልየን። ኣምባሳደር ቆንጂት ኣብ 1950ታት ኣብ ንኡስ ዕድሚኤን ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ተፀንቢረን ካብ ዴስክ ኦፊሰርነት ክሳብ…

ሌ/ጄኔራል ታደሰ ወረደ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄኔራል ታደሰ ወረደ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንጉሆ ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄኔራል…

ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ፤ ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ 15 ግዘ ናይቲ መድረኽ ክብሪ ዝወነነት ሪያል ማድሪድ 6 ግዘ ናይቲ…

ሓደገኛ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰባት ይትባረክ ዳዊት ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም እናተደለየ ዝነበረ ሓደገኛ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰባት ይትባረክ ዳዊት (ክብሮም) ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ፡፡ ልዕሊ 3 ሺሕ ሰባት ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምዝውዋር፣ ልዕሊ 100 ሰባት ንሞት ዘቃለዐን…

10 ብሉፃት ኣማራፂታት ሓምለዋይ ትራንስፖርትን ተሞክሮ ኢትዮጵያን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትእስሳር ቀረብ ትኹረቱ ዝገበረ ሰስተነብሊቲ ዲጂታል መርበብ ሓበሬታ ሃገራት ተግባራዊ እንተዝገብሩዎም ዝበሎም 10 ዝበለፁ ኣማራታት ተሞክሮ ሓለዋይ ትራንስፖርት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቶም ተሞክሮታት ዝስዕቡ ኢዮም፡- ናይ ኤሌክትሪክ…

ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ሉኣላዊነት ምግቢ ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኣሰሩ እናዕረፈ ይርከብ ኢሉ ዘፈር ልምዓት ሕርሻ ምክልኻል፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝወገኖም ተግባራት ልምዓት ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2018/19…

ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ…

ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተደራደርቲ ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ንምብፃሕ ይዛተያ ኣለዋ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጀዲ ቫንስ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራጋቺን ላዕለዋይ ኣዛዚ…