Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኢትዮጵያ ንባዕላ ዘድልያ መድሓኒት ክተፍሪ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኢትዮጵያ ንባዕላ ዘድልያ መድሓኒት ክተፍሪ ኣለዋ ዝብል እምነት ብመሓዝ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምህዳር ሳይንስ ኢትዮጵያ ኣፍሪካን ሓዱሽ ምዕራፍ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘበናዊ ማእኸል ምርምር ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቀፅሪ ትካል ምርምር ኣርማወር ሃንሰን ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ምርምር መሪቖም ስራሕ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ምህዳር…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ቻይና መዘናኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር  ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር  ገንዘብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሽግሽግ ዕዳ ብዝምልከት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፕሮጀክታት ህንፀቶም ምቅልጣፍ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምኡ እውን መንግስቲ ቻይና መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ…

ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ብዘይሸቶ 0 ን 0 ተፈላሊየን፡፡…

ናይ ፈረንሳይ መርከብ ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፈረንሳይ መርከብ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ካብ ዝውላዕ ንደሓር ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ክትሓልፍ ክኢላ፡፡ ሲ ኤም ኤ ዝተሰመየት ንብረት ፈረንሳዊ ኩባኒያ ዝኾነትን ኪርቢ ዝብል ስያመ ዘለዋን መርከብ ንፈለማ እዋን ብወሽመጥ ሆርሙዝ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ው ዊሁዓ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልተኣውን ዝምድናታት ምጥንኻር ኣብ…

ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ፡፡ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ካብ ጉጅለ እታ ጋንታ ዝተነከየ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝሃቦ ርኢቶ ከምዝኾነ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሊያም ሮሴኒየር ገሊፆም፡፡ በዚ ድማ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ፅባሕ…

ኣብ ለውጢ ዓመታት ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዲጂታል ዕብየት ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ለውጢ ዓመታት መንግስቲ ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ክፍቲ ብምዃኑ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ካብ ዝተብሃሉ ዕብየት ዲጂታል እቲ ሓደ ኣመዝጊቡ ኢሎም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቴሌኮሙኒኬሽን መንግስቲ…

ብናይ ለውጢ መንግስቲ ኣብ ልምዓት ዘፈር ባህሊን ቋንቋን ዝተመዝገቡ ዓወታት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብናይ ለውጢ መንግስቲ ብዝሃ ባህሊን ሃፍቲታትን ከምኡ እውን ሃገር በቆል ፍልጠታት ብምልማዕ ማሕበራዊ ምትእስሳር ንጥንኻር ተኻኢሉ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብለውጢ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ልምዓት ዓውዲ…

42 ሚኢታዊ ዝኸውን ናውቲ ሕክምና ብውሽጣዊ ምህርቲ ምሽፋን ተኻኢሉ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዝሒ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ናውቲታት ሕክምና ካብ 8 ናብ 42 ሚኢታዊ ምዕባይ ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። እተን ሚኒስትር 2ይ ኤግዚቢሽን ምፍራይ ፍርያት ሕክምናን 10ይ ኢትዮ ኸልዝ…