ስፓርት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንምሻም ተስማዕሚዓ Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 10፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንነበር ኣሰልጣኒኣ ጆዜ ሞሪንሆ ዳግም ንምሻም ከምዝተስማዕመዐት ተሓቢሩ፡፡ እቲ ዓመተ ውድድር ምስ ጋንታ ሃገሮም ቤኒፊካ ዘሕለፉ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ፤ ናብ ነበር ገዝኦም ሳንቲያጎ ቤርናባው ንምምላስ ተስማዕሚዖም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ዞባዊ ምትእስሳር ምጥንኻር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ሉኣላዊነት ሓበሬታ ኢትዮጵያ… Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓለም ሉኣላዊነት ዝድፈር ብወረራ ዶብ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓበሬታ ብምምስራቕ እውን ኢዩ። ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ እናወደቓ ኣብ ዝርከባሉ ዘበን፤ ሓበሬታኻ ምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅን ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምር መደመር መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ተኮር ፖሊሲ ኣመራርሓን ውሳነ ምሃብን ምርግጋፅ ተኻኢሉ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምር መደመር መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ተኮር ፖሊሲ ኣመራርሓን ውሳነ ምሃብን ምርግጋፅ ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሙዚየም ዓለም ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ mizan mekonen May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ሙዚየም “ሙዚየማት ዝተኸፋፈለት ዓለም የወሃህድ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ፡፡ ብብርኪ ዓለም ንመበል 49 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 24 ግዘ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሙዚየም ዓለም በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ብልፅግና ከተማና ዝዕቀን ዘይተጠቐምናዮም ሃፍቲታት ናብ ማእኸላት ልምዓት ብምቕያር እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ጉዕዞ ብልፅግና ከተማና ዝልካዕ ዘይተጠቐምናዮም ሃፍቲታት ናብ ማእኸላት ልምዓት ብምቕያር እዩ ኢለን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ‘ገላን ጉራ ኣሰር ብልፅግና!’…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ጉባኤ ስታትስቲክስ ልምትን ሉኣላዊነት ሓበሬታን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ስታትስቲክስ ልምትን ሉኣላዊነት ሓበሬታን ዘድሀበ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡ ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ፤ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ…
ስፓርት ኣርሰናል ምስ በርንሌይ – ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 መርሃ ግብሪ እንግሊዝ ፕሪሚየር ኣርሰናል ሻምፒዮን እቲ ሊግ ንምዃን ወሳኒ ዝኾነ ፀወታ ሎሚ ምሰት ክትገብር ኢያ፡፡ ጋንታ ሰሜን ለንደን ናብ ሻምፒዮንሺፕ ምውራዳ ንዘረጋገፀት በርንሌይ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ኤሚሬትስ ክተተኣናግድ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ 15 ሜዳሊያታት ኣኪባ Gebremariam Weldegerima May 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ጋና እናተኻየደ ኣብ ዝቐነየ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 15 ሜዳሊያታት ብምእካብ ውድድራ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣጃይባ ኣልዩ፣ ምስጋና ሃይሉ፣ ገመቹ ጎዳና፣ ምስጋናው ዋቁማን ውብኣለም…
ስፓርት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima May 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 2026 ብደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ብርቄ ነቲ ርሕቐት 3 ደቒቕ 55 ሰከንድን 56 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብዓወት ዛዚማ፡፡ እታ…