Fana: At a Speed of Life!

መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት…

ቼልሲን በርንሌይን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መብ 27 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲን በርንሌይን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ናይ ቼልሲ ሸቶ ጇኦ ፔድሮ ቅድሚ ዕረፍቲ እንተመዝግባ፤ ፍሌሚንግ ድማ ንበርንሌይ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ካሊእ…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ጨረታ 30 ባንኪታት ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ካብ ዝቐረበ 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ 445 ነጥቢ 29 ሚሊየን ዶላር ዝኸውን ዓዲገን፡፡ ኣብቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 5ይ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ “ኢትዮጵያ ተፍሪ፣ ኣዲስ ኣበባ ትማዕብል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ን5ይ ግዘ ዝካየድ ከተማ ሓቆፍ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

ኢትዮጵያ ጥንኩር ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጥንኩርን ፅሬት ዘለዎን ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻየደ ዝቐነየ ስሩዕ…

መበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ብዝተፈላዩ መደባት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ብዝተፈላዩ መደባት እናተኸበረ ይርከብ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምኽባር በዓል ምስረታ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፣ ጀኔራል መኮንናት ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም…

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናካየዶ ዝርከብ ስሩዕ ኣኼባ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናቐፀለ…

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዝግዝኡሉ ደምቢ ስነ ምግባር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምውድዳር ዝተመዝገቡ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ሕፁያትን ዝግዝኡሉን ዘመሓዳደሩሉን ደምቢ ስነ ምግባር ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ስነ ምግባር ደምቢ ዕላዊ ዝኾነ ዝተመዝገቡ ፓርቲታት ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌስትሪም” ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራር ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም "ቴሌስትሪም" ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራርሓ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ከምዝበለኦ፤ ኢትዮ ቴሌኮም ዝህቦ ኣገልግሎት ዕዙዝ ንምግባር ዘኽእል ተግባር እናወገነ ይርከብ።…

ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዲጂታላይዝ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዲጂታላይዝ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ)፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢባትሎ ኣብዱልበር ሸምሱ (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ንኢትዮጵያ ምስ ዕዳጋ ዓለም…