Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር እቶት ሰደድ ተረኺቡ ኢሎም ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ኣብ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…

ኣብ ዓውዲ ሃፍቲ ማይ ብዝተወገኑ ተግባራት ኣብ ዞባዊ ፍትሓዊ ተረባሕነት ጋህዲ ይኸውን ኣሎ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ሃፍቲ ማይ ብዝተወገኑ ተግባራት ኣብቲ ዞባ ፍትሓዊ ተረባሕነት ጋህዲ ይኸውን ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2018 ሚኒስቴር ማይን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍርያት ዝኽዝኑን ዝስውሩን ዘይሕጋዊ ነጋዶ ንምቁፅፃር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ንምዝማንን ንምቅልጣፍን ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ፡፡ ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኣይተ ኣሸናፊ ብርሃኑ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ጠለብ ነበርቲ መሰረት ብምግባር ቀረብ ፍርያት…

እናጠንከረ ዝመፅአ ርክብ ሃገራት ብሪክስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ብሪክስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርክብ ኣባል ሃገራት እቲ ጉጅለ ነክጥንክር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢላ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ መራሒት ብሪክስ ዝኾነት ብራዚል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብፍላይ ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ…

309 መራኸብቲ ሓፋሽ ፍቓድ ፈነወ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ተመዝጊበን ፍቓድ ፈነወ ረኺበን እናተንቀሳቐሳ ይርከባ፡፡ ብመሰረት ሕጊ ፍቓድ ኣገልግሎት ብሮድካስት ኩነታት ፍቃድ ዝውሰን፣ፍቃድ ዝውሃ፣ዝሕድሶን ዝእግዶን በቲ በዓል መዚ፤…

ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ፍርያት ጨው ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ልዕሊ 13 ሽሕ ኩንታል ጨው ፍርያታት ስጉምቲ ወሲደ ኢሉ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነጋሽ ስሜ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝበልዎ፤ እቲ ትካል ምስ ግልጋሎት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትን ፓርቲን በጀት ዓመት 2018 ርብዒ ዓመት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ናይ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሸቶ ኮንኮኒ ሃፊዝ…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ 9 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ እውን ቀፂሉ እንትካየድ ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሰዓት 5 ኢሎምፒክ ማርሴ ምስ ሊቨርፑል፣ ስላቪያ ፕራግ ምስ ባርሴሎና፣ ባየር ሙኒክ ምስ ሮያል ዩኒየን ከምኡ እውን ቼልሲ ምስ ፓፎስ ክፃወታ ኢየን። ብተመሳሳሊ…

ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ-ኣይተ ጀማል ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንቺ ሸኮ ዝርከብ ደንቢ ኢኮ ሎጅ ብዕሊ መሪቖም።…