ቢዝነስ ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ mizan mekonen Jan 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ ኢሉ፡፡ እቲ ሚኒስቴር መድረኽ ኣፈፃፅማ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተኻየደ ይርከብ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምቁፅፃር ክሊ ኣየር ምጥንኻርን ሉኣላውነት ሃገር ምሕላውን ቁልፊ ግደ ዘለዎ በሪ ባሕሪ… mizan mekonen Jan 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሞያ ሕክምና ኣብ ኣቪዬሽን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሰለሞን ጉርሙ (ዶ/ር) ምቁፅፃር ክሊ ኣየር ምጥንኻርን ሉኣላውነት ሃገር ንክሕሎ ይገብር ኢሎም፡፡ መበል 90 ዓመት ክብረ በዓል ብዝተፈላለዩ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ መደባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኩሉ ዓውድታት ዝተተለሙ ስራሕቲ ብማእኸላይ 95 ሚኢታዊ ተዓዊቶም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jan 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናይዚ በጀት ዓመት ዝተቐየረ ባህሊ ስራሕ፣ ነበርትን መሓዙት ልምዓትን ብማእኸላይ 95 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ትልሚ ስራሕቲ ኣብ ኩሉ ዓውድታት ምዕዋት ተኻኢሉ ኢለን። ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዶብ ሰገር ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ወተሃደራዊ ስምምዕነት ተፈራሪመን mizan mekonen Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዶብ ሰገር ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ወተሃደራዊ ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ብወገን ኢትዮጵያ ዋና ኣዛዚ ሰሜናዊ ምብራቕ ሌተናል ጄነራል ኣሰፋ ቸኮል ብወገን ጅቡቲ ድማ ኣዛዚ ግንባር ሰሜናዊ ምዕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ከተማነት ኢትዮጵያ ብርቱዕ ከምዝኾነ መብፅሒኡ ንርኢ ኣለና – ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሰ mizan mekonen Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሰ ጉዕዞ ከተማነት ኢትዮጵያ ብርቱዕ ከምዝኾነ ትልሙ፣ ተግባሩን ቀፃሊ መባፅሕኡን ንምልከት ኣለና ኢሎም፡፡ እቶም ፕሬዚደንት ኣብያተ ክርስቲያናት ጎንደር ሓዊሱ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ታሪኻዊ ቦታታትን ልምዓትን ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን ኢትዮጵያ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ – ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ Desta Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ ኢለን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ። ኢትዮጵያ ብዙሓት ባህላዊ፣ ታሪካዊን ኪነ ጥበባዊን ፀጋታት ከምዘለውዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ mizan mekonen Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 90 ዓመት ክብረ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ።…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ኢዩ Desta Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ንብዙሕ ዓማውቲ ኣብቲ ጋንታ ንምፅናሕ ዘኽእል ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ወዲ 20 ዓመት እንግሊዛዊ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ካብ ኣካዳሚ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ዓብዪ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘላቒ ዕብየት ምልማዕ ሃፍቲ ማዕድናትን ነዳድን… mizan mekonen Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግቡእ ልምዓት ሃፍቲ ማዕድናትን ነዳድን ንዘላቒ ዕብየት ወሳኒ ምዃኑ ክኢላታት እቲ ዓውዲ ይገልፁ። ምስ ፋና ሚዲያን ኮርፖሬሽንን ፃንሒት ዝገበሩ ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ኣብ ክፍሊ ፊዚክስ መምህር ጌትነት ኣስራት (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ሃፍቲ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ Desta Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2018 ዓ.ም ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። ኣብቲ ኮርፖሬሽን ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬት ኣይተ ጳውሎስ በለጠ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…