Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ)  ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ)ን ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ደርድር ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ስምምዕነት…

ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ- ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር  ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ንጉሴ ደቻሳ(ፕ/ር)። እቲም ዋና ዳይሬክተር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ቀደብ ዘርኢ ግብርና ዘለዉ…

ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም – ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም ኢሉ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ገምጋን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2018  ስትራቴጂክ ኣመራርሓ እቲ…

ሲዳማ ቡናን መቻልን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብለስ ናጎ፣ ዮሴፍ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ጀርመንን ዘለወን ኩለመዳይ ምትሕብባር 120 ዓመታት ከምዘቑፀረ ኣዘኻኺሮም፡፡ ኣብ…

ኢትዮጵያ ንዘላቒን ኩለመዳያዊን ዕቤት ስትራቴጂያዊ መሓዛ ምዃና ዘርአየትሉ ፎረም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ እናገበረቶ ተርከብ ተሳትፎ ዘላቑን ኩለመዳይን ዕቤት ንኽቕፅል ስትራቴጂያዊ መሓዛ ኮይና ከምትቕፅል ቆራፅነታ ዘርአየትሉ ኢዩ፡፡ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆኣን ዋድፉል ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ምትሕብባር ክልቲአን…

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ብሓባር ምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቤላሩስ ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ንሚኒስትር ምክልኻል ቤላሩስ ዲምትሪ ፓንተስ ተፈራሪሞምዎ። ኣይሻ መሓመድ…

ኣብ ሞንጎ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ኣፋህድን ዝተበፅሐ ዘላቒ ስምምዕነት ሰላም ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ (ኣፋህድ)ን ዝተበፅሐ ዘላቒ ስምምዕነት ሰላም ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈሪሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ስምምዕነት ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ሓዊሱ ላዕለዎት…

መመሓየሺ ስርዓት ምሕደራ ታክስ ኣብ ከይዲ ምእካብ እቶት ግልፅነት ንኽጉልብት ኣኽኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ዝተገበረ መመሓየሺ ስርዓት ምሕደራ ታክስ ኣብ ከይዲ ምእካብ እቶት ግልፅነትን ተሓታትነትን ንኽጉልብት ኣኽኢሉ ኢለን፡፡ ከንቲባታትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ከተማታት ኣፍሪካ…