ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ኢትዮጵያ ንዓለም እተበርክቶ ዘደንቕ ክብራ ኢዩ፡፡ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኢሬቻ ኢትዮጵያ ንዓለም እተበርክቶ ዘደንቕ ክብራ ኢዩ፡፡ ኢትዮጵያ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱ ሓድጊታት ንዓለም ኣበርኪታ ኢያ፡፡ ክብሮም ሓሊዮም ንዘበናት ብህዝቢ እናተኸበሩ ዝዘለቑ ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላትን ትውፊቶምን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስ፣ ትምህርቲን ባህሊን (ዩኔስኮ) ናይ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ መዓልቲ ምስጋና ኢዩ፤ ብዝበለፀ መሬት ብዝናብ ዘፅገበ ፈጣሪ ብምስጋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቀዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ እንቋዕ ንመዓልቲ ምስጋና ኢሬቻ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም። እቲ በዓል ናይ ታሕጓስ፣ ምዕባለን ንክኸውን እምነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲታት ዕደና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸዚኖም ይርከቡ-ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲታት ዕደና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ብዓይነትን በዝሕን ተኸዚኖም ይርከቡ ኢሎም ሚኒስትር ዕደና ኢትዮጵያ ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ካሉብ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ሰላም፣ ምስጋናን ሕብረትን ዝፀንዐሉ በዓል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሰላም፣ ምስጋናን ሕብረትን ዝፀንዐሉ በዓል ኢዩ ኢሎም። 7ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣዳራሽ ሆረ ሃርሴዴ "ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ 2018 ዓ.ም ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ ብህዝቢ ኦሮሞ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ፣ ምስ ሰብ ሰላም፣…
ቢዝነስ ዓውዲ ኢንዱስትሪ መፍረያይነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዝተፈጠሩ ዕድላት ንመፍረያይነት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዕዙዝ ግደ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፡፡ ዓውዲ የአምራች ኢንዱስትሪ ዓቕሚ ምፍራይ ንምዕባይ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ መላኩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ እናዕወተ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ እናዕወተ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ሙሉእ መልእኽቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን መኽፈቲ ስነ ስርዓት መበል ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ ከካይዱ ኢዮም Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን መኽፈቲ ስነ ስርዓት መበል ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ 26 መነስከረም 2018 ዓ.ም ከካይዱ ኢዮም። ዘበን ስራሕ ሓደ ዓመት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካም መወዳእታ ሰሙን ወርሒ መስከረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕድሕድ ዕላማ ዓወት ብርኸ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕድሕድ ዕላማ ዓወት ተደሚሩ ብርኸ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እምነ ኩርናዕ ፋብሪካ መዳበርያ ዩርያን መፃረዪ ነዳዲ ጎዴን ስዒቡ ኣብ…