Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶትን መደናገሪን መረፃ ተንከፍ ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ÷ 7ይ…

እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እቲ እዚ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ካብ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም?

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም? 1. ክልል ሃረሪ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 36፤ 2. ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 35፤ ቁፅሪ…

ኣብ ኣፍሪካ ብገበን ሳይበር ዝተጠርጠሩ 651 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ኣፍሪካ ገበን ምጭብርባር ሳይበር ብዝብል ዝተጠርጠሩ 651 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ፡፡ ኢንተርፖል ኣብ ኤክስ ገፁ ከምዝሓበሮ÷ ’ኦፕሬሽን ሬድ ካርድ 2 ነጥቢ 0’ ብምባል ብዝሰየሞ ወፍሪ ኢዩ…

ኣዋሽ ኢንሹራንስ ሽፋን ጉዕዞ ዲጂታል ኢንሹራንስ ኣገልግሎት አጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዋሽ ኢንሹራንስ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጱያ ብምዃን ኣዋሽ ኢንሹራንስ ሽፋን ጉዕዞ ዲጂታል ኢንሹራንስ ኣገልግሎት አጀሚሩ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ሽፋን ጉዕዞ ኢንሹራንስ ተበፃሒ፣ ምችው፣ ዘተኣማምንን ስሉጥን ምዃኑ ኣረዲኡ፡፡…

መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ኣማን ፍሰሃፂዮን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ መስራቲን ወናኒን ኢቢኤስ ቴሌቪዥን ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና ክትትል እናተገብረሉም ፀኒሑ ብ4 ለካቲት 2018…

ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ቃላይ ሶርጋ እናተሃነፀ ዝርከብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዝስፈርዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዝጀመርናዮ ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮምያ ዝተዋደደ…

ስራሕቲ ሕርሻዊ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክልል ኦሮምያ ንዕብየት ሕርሻና ዘሳልጡ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዓውዲ ኣግሮ ኢንዳስትሪ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዕብየት ሕርሻና ዘሳልጡ እዮም ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ…

ቅድመ ኩነት ምዝገባ መረፅቲ

ኣብ ዝኾነ መረፃ ንምስታፍ ከም መራፂ ብመራፂነት ምዝገባ ቅድመ ኩነት እዩ። ሓደ ሰብ ብመራፂነት ንምምዝጋብ ዘብቅዑ ዘድልዩ ሰነዳት ብመረፃ ሕጊ ከከም ኣድላይነቱ ብቦርድ መረፃ ዝርዝር መምርሒ የቕምጡ፡፡ ሓደ ሰብ ብመራፂነት ኣብ ሓደ መረፃ ጣቢያ ምምዝጋብ ዝኽእል ሓንሳብ ጥራሕ…