ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሓለፍቲ ስራሕ ፕሮጀክታት ልምዓት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡን ኣብ ማእኸል ስልጠና ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ዓበይቲ ፕሮጀክታን ዑደት ገይሮም፡፡ ፋብሪካ እንጀራ ለሚ፣ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ብናይባዕላ ዓቕሚ እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ብናይባዕላ ዓቕሚ እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ንሃገራት እቲ ዞባ ኣብነት ዝኸውን ከምዝኾነ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 17 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ። እቲ ስልጠና ኣብ ትካላዊ ሪፎርም፣ ስነ ምግባርን ኣመራርሓ ለውጢን ከምኡ እውን ሃገራዊ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር "ብዝሃነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፌስቲቫል ንኹሎም ብሄር ብሄረሰባት…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 1 ደቒቕን 48 ሰከንድን ብዝኾነ ግዘ ብምእታው ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ኣሌክሳንደር ሙቲሶ ካልኣይ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ መሻርኽቲ ኣካላት ንክድግፉ ፃውዒት ኣቕሪባ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ መሻርኽቲ ኣካላትን መንግስታትን ንክድግፉ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣብ ዱባይ ምስ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኮፕ28 ጎኒ ንጎኒ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዘተ ኣካይደን። ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕብራት መንግስታት ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስግግር ስርዓተ- ምግቢ ዘስምር ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣቕሪባ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስግግር ስርዓተ- ምግቢ ዘስምር ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣቕሪባ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዱባይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ጉባኤ ብዝምልከት እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ጉባኤ ሰፊሕ ለውጢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሕመ ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ። እቲ ማዕቐብ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ውሳነ ኢዩ ምልዓሉ ኣር ቲ ፀብፂቡ። ኣብ ዘበነ ስልጣን ዝያድ ባሬ 1992 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሶማሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ቤት ፅሕፈት ኣብርሆት ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ክኸውን፣ በቢእዋኑ እናወሰኸ ዝመፅእ ዘሎ ድልየት ጠቀምቱ መበገሲ ብምግባር 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ንክህብ ወሲኑ።…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ። ናብ ካዛብላንካ ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሜን ኣፍሪካ ፈላማይ ከምዝኾነ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ…