ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ምክትል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶን ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ባየቶን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ ልዕሊ 777 ሚሊየን ዶላር ቃል ተኣቲዩ Desta Dec 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበርቲ ሰናይ ሃገራት ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ 777 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ቃል ኣቲየን። እቲ ቃል ዝተኣተወ ገንዘብ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ብውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ሕማማት ንምክልኻል ዝተትሓዘ ትልሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰራዊት እስራኤል ናብ ደቡባዊ ጋዛ እናደፍአ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናብ ደቡባዊ ጋዛ እናደፍአ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ወታደራዊ ሓይሊ ማእኸላይ እዚ፣ መኽዘን ጦር መሳርሒን ሓይሊ ባሕሪን ሃማስ ዒላማ ብምግባር እናደፍአ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ምስ ሃማስ ዝተበፅሐ ግዚያዊ ስምምዕ ምቁራፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም Desta Dec 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ክልል ቢኒኛንጉል ጉምዝ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ ኣሶሳ አንርበፅሑ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርዕሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ራብዓይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ መጠቓለሊ ንመሃብ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም፡፡ ርዕሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ኣብ ሃዋሳ…
ስፓርት ሊቨርፑልን ቼልሲ ንመጋጥምተን ስዒረን Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜደአን ዝተፃወታ ጋንታታት ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን። ንጋንታ ብራይተን ዝኣንገደት ቼልሲ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ። ብተመሳሳሊ ኣብ ሜዳኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ‘ጉዱኣት ኣካል ኩለመዳይ ተረባሕነትን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት ትርጉም ዘለዎ ምትሕባር!’…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣብ ክልል ሶማሌ ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ እበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)600 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝግበረሉ 300 ሜጋ ዋት ዘፈልፍል ዝኽእል መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣብ ክልል ሶማሌ ክህነፅ ኢዩ፡፡ እዚ ጋህዲ ንምግባር ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኩባንያ ፓወር ኣሜኣ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ኣብ ክልል ሶማሌ ከባቢ ኣይሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እኹል ትምህርቲ ወሲዳ ኢያ – መሐመድ ኣብዱላሂ ሙሳ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተወገነ ተግባር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እኹል ትምህርቲ ከምዝወሰደት ሚኒስትር ሓለዋ ከባቢን ዘላቒ ልምዓትን እታ ሃገር መሓመድ ኣብዱላሂ ሙሳ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ካብ ሞንጎ ትፍለጠሎም ጉዳያት ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ክኸውን ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ካብ ሞንጎ ትፍለጠሎም ጉዳያት ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ከምዝኸውን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር÷ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ንብረት ኣየር ኮፕ28 ሒዛ ዝቐረበቶ ዓውደ ምርኢት…