ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ብማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሓማማት ኣፍሪካን ሚኒስቴር ጥዕና ዛምቢያን ዝተሰናደአ ዘጋጀው 33ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈት ቼክ ሪፐብሊክ ብቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ፔትር ፊያላ ዕላዊ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ሃገር ዝፀንሐ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምስፋሕ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኔትዎርክ ሞባይል 5ጂ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣጀሚሩ Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ሞባይል 5ጂ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣጀሚረን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኢብራሂም ኡስማን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ነበርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ230 ሚልየን ብር ዝትግበር ኣብ ዳግመ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ዘድሃበ ፕሮጀክት ዕላዊ ክግበር እዩ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግመ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲን ምድሓን ህፃናትን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ፕሮጀክት ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ። እቲ ፕሮጀክት ብ230 ሚልየን ብር ዝትግበር እንትኸውን÷ ብምትሕብባር ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይን ኢማጅን ዋን ደይን ዝፍፀም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ተልታሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 20 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ተልታሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 20 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ 18 ከቢድ፣ 14 ሰባት ድማ ቀሊል ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን ዞባ ቦረና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ገምጋም ሓባሪ መሳርሒ ጠሊ ሓመድ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም፣ ገምጋም ሓባሪ መሳርሒ ጠሊ ሓመድ የሳልጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ማእኸል ምርምር፥ ኣብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ማይ ጥዑም ገምጋም ሓባሪ መሳርሒ ጠሊ ሓመድ (Wetting front detector) ኣብ መስኖ ዘለዎም ሓረስቶት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሽጢ ውሽጢ ባሕሪ ዘቋርፅ ዘበናዊ መገዲ ቻይና ህንፀቱ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ቻይና ግዝኣት ጓንግዶንግ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ብውሽጢ ባሕሪ ዘቋርፅ ዘበናዊ መገዲ ህንፀቱ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ክሳብ 6 ነጥቢ 8 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን እቲ ናይ በዓልቲ መገዲ÷ ኣካል ሼንዘንን ዞንግሻንን ዘራኽብ 24 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንጎላ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ክሰርሑ ከምትደልዩ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ማኑዌል ጎንካልቬስ ሎሬንኮ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ፍርቱና ዲበኩ ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ማኑዌል ጎንካልቬስ ሎሬንኮ ኣቕሪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣይተ ኣገኘሁ፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ነቲ በዓል ዝግበር ዘሎ ምድላው ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍትታት ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዘፋለጥ ፎረም ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀጋታት ቱሪዝምን ዕድላት ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ንዜጋታት ቻይና ንምፍላጥ ዝዓለመ ፎረም ፕሮሞሽን ቱሪዝም ኣብ ቻይና ከተማ ቤጂንግ ተኻይዱ። ኣብቲ ፎረም÷ ኣብ ቻይና ዝርከቡ ትካላት ዑደትን ኣብ ምፍላጥ ቱሪዝም ዝተዋፈሩ ሰብ ግደን ተረኺቦም።…