Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ባሕሪ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ንምክልኻል ተዋፊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ሓያል ማይ ስዒቡ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ቀዲሙ ንምክልኻል ናብቲ ከባቢ ተዋፊሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር)፥ ነቲ ሓይሊ…

96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዜጋታ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ÷ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ብምትሕብባር ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኹሉ ዘካትት ዘላቒ ልምዓት ኢንዱስትሪ ንኽህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ናይ ክብሪ ጋሻ ብምዃን መደረ ኣስሚዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዘቕረቡዎ ቁልፊ መደረ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ። ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውዛ ፍራጎሶ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም…

ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣመልኪቱ። እቲ ሚኒስቴር ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ተከትሎ ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ 2ይ ብርኪ ብምሕታም÷…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔኦምን ብዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኸ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው፥  ትግበራ ውዕል…

ኣብ መቐለ ብ6 ቢሊየን ብር ወፃኢ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ከተማ መቐለ ብ6 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ከምዝህነፅ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ ዝሀርነፅ እቲ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን÷ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር…

በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ ብምልክት ንግዲ፣ ፓተንት፣ መሰላት ቅዳሕን ዝኣመሰሉን ብሓፈሻ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዓውዲ ኣገልግሎት ዓማዊል እቲ በዓል መዚ ኤልያስ ጥሩነህ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥…

ሃማስ እቲ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝተገበረ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ። እቶም ዝተዓገቱ ሰባት ንምስዳድ ብመሰረት ዝተቐመጠ ገደብ እዋን ፃዕሪ እንተተገበረ እውን ምስ ዘሎ ምፅባብ ግዘ ክሰምር ኣይከኣለን ኢሉ። ስለዝኾነ እቲ…

ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢትን ማረትን ኣብ ትግራይ ኣንፀላልዩ ንዘሎ ድርቂ ንምክልኻል 20 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢትን ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ(ማረት)ን ኣብ ትግራይ ኣንፀላልዩ ንዘሎ ድርቂ ንምክልኻል ነንሕድሕደን 10 ሚልየን ብድምር 20 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይረን። እቲ ደገፍ፥ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል…