ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ማይ ኣብ ዝዓቆረ ጉድጓድ ወዲ 15 ዓመት ሰገን ህይወቱ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12 ሉሰፈር እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ተዃዒቱ ክፍቲ ኣብ ዝተሓደገን ማይ ዝዓቆረን ጉድጓድ ንሓመሳ ዝኣተወ ወዲ 15 ዓመት ሰገን ህይወቱ ምሕላፉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ። ኣትሌት 2:21:28 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ነቲ ውድድር ብዓወት ዛዚማቶ። ንኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ብምኽታል ኬንያዊት ኣትሌት ሴሊ ቼፕየጎ ካፕቲች 2:21:55 ብብዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዝተረኸቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታት፣ ንህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ኣብ ምምሕዳር አእታ ከተማ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምሕያሽ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ሎሚ ናብ ስራሕ ኣቲየን፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን÷ “ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ…
ስፓርት ፀወታ ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ ዘተኣናገደትሉ ፀወታ፥ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ መበል 27 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሸቶ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ 2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ወ/ሮ ሂክማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ቢሮ ኢንዱስትሪን ልምዓትን 2-ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 4-ቢሮ ፕላንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ወረዳ ኣበርገለ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕን ወረዳ ኣበርገለን ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ። እቲ ደገፍ ካብ ትካል ሓገዝ ፈረንሳይ ዝተረኸበ እንትኸወን፥ ካብ 6 ክሳብ 12 ወርሒ ንዘለው ህፃናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ -ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ከብላ ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ከምዘሎ ይፍለጥ። ከንተባ ኣዳነች ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት…