ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤልን ሃማስን ዘካይድዎ ኲናት ብቕፅበት ደው ንክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ ተዅሲ ብቅፅበት ደው ንክብል ሓዲሽ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣንቶንዮ ጉተረስ ኣብ ግብፂ ኣብ ዝርከብ ራፋሕ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዑደት ብምዃን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ “ሕሒ ኩሉ…