ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ቅድመ ሐዚ 184 ዜጋታት ቅድመ ሐዚ ናብ ሃገሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ዘቲየን። እቲ ዘተ ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ፍሰት ሃወፅቲ ክብ…
ስፓርት ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሃገራዊ ውድድር፥ ካብ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳራት ከተማን ክለባትን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ብዓለምለኸ መዓቐንታት ዳያኑ ዝተሓረዩ 84 ኣትሌታት ምዝሳተፉ ተገሊፁ። 5፣ 7ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ኣሎ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ሆስፒታል ምስ ሂማልያን ካትራክት ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ኢዩ ነቲ ሕክምና ዝህብ ዘሎ። ብመሰረት እዚ ካብ 10 ክሳብ 16…
ስፓርት መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብዚ ሰሙን 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ። ብመሰረት እዚ ንሰሌዳ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝመርሓ ዘለዋ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ሎሚ መዓልቲ ክጋጠማ እየን። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቡዜና ኣልከድር ኣጀንዳታት እቲ ጉባኤ ገሊፀን። ብመሰረት እዚ፥ ምፅዳቕ ቃለ ጉባኤ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ዝህብኡ መብርሂ ምድማፅ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ምስ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ፎረንሲክ ሳይንስ ህንዲ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ፎረንሲክ ሳይንስ ህንዲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ምክትል ፕሬዚዳንት ትምህርቲ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ምክትል ኮሚሽነር ተሻለ ተሾመ÷ እቲ ስምምዕነት ኣብ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሉ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፍሊጡ። ተጠርጣሪ ብሰሌዳ ቁፅሪ ኮድ 2- C 32496 ኣ/ኣ ኣብ ዝኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ግይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ÷ “ሙዚዬም ዓድዋ ታሪኻዊ ትሕዝቱኡ ብዝሓለወ መልክዑ ብፅሬትን ብቕልጣፈን ልዕሊ ፕሮጀክት ታሪኽና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ኣመራርሓታት ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ''ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ መበል ራብዓይ ዙር ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ። ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ስልጠና…