ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ንምምፍራይ ዘኽእላ ሓገዝ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቕነት ዘለዎ ኣማራፂ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ንምምፍራይ ዘኽእላ ሓገዝ ረኺባ። እቲ ሓገዝ ዝተኸበ ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል አቪዬሽን ካብ ስሩዕ ነዳዲ ናብ ተፈጥሮ ተኮር ነዳዲ ብዘላቕነትት ንምስጋርን ምልቃቕ በከልቲ ጋዛት ኣቪዬሽን ከም…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 72 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 72 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ኣብቲ ርባዕ ዓመት ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝገብ ዝኸኣለ እታዎታት ብምቕራብ፣ ኣታዊ ፍሪያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣንጎላ ኣብ ዝተኻየደ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን። እቲ ፎረም ሕብረት ኣፍሪካን ኣንጎላ ምስ ትካል ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብምትሕብባር ዝተሰናደአ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን፣ ኣብ ዓውዲ ዕደና ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማታትን…
ጥዕና ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ “ደመይ ንወገነይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ "ደመይ ንወገነይ" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ። ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ተምሃሮን መምህራንን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካሌብ፥ ሰኣን ንጣብ ደም ሂወት ወገናትና ክንስእን የብልና ብምባል ደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ሕፅረት ዓቕሚ ኣገልግሎት ሕጊ ምርካብ ንዘይኽእሉ ዜጋታት ተረባሒ ዝገብር መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፣ ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ኣብ 46 ወረዳታት ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ እቲ ቢሮ ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ…
ቢዝነስ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 500 ሺሕ ኣገልግሎት ኦንላይን ተበፃሒ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 500 ሺሕ ንዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ፍቓድ ንግዲ ሓዊሱ ተዛመድቲ ኣገልግሎታት ኦንላይን ተበፃሒ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እስራኤልን ሃማስን ተግባራዊ ምግባር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ዝበፅሐኦ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተግባራዊ ምግባር ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ኲናት ዝርከቡ እስራኤልን ሃማስን ቅድሚ መዓልቲታት ንኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ዝሰርሐሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝሰርሐሎም ዝርዝር ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ። ብሊ ሄኢሲኦክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮሪያ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…