ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ። ኣብ ኣሜሪካ ኢውጅን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ነቲ ርሕቕት ብ14 ደቒቓ 00 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ክብረወሰን ዓለም…
ቢዝነስ ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት ኣጀሚሩ Desta Nov 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማ መቐለ፣ ሽረ፣ ዓዲግራትን ኣክሱምን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ቺፍ መኮንን ቴክኖሎጂ ኢትዮ ቴሌኮም ታሪኩ ደምሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ገሊፁ። ነዚ ጠሚቶም ዝካየዱ ዘለዉ መፅናዕቲታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ኣገልግሎት ዳያስፖራ ምስ ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ሃገር 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ክሕተሙ ኢዮም Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ዝተፈጠረ ሕፅረት ንምቕራፍ 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምሕታም ትእዛዝ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ስራሕቲ ሕትመት ክሳብ ሐዚ ዝደንጎየ ምስ ትግበራ ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣወዳድባ ክልል ዝተውሃበ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ንኣወዳድባ ክልል ዝሃቦ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ወድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣብ መርሃ ግብሪ ምስረታን ምምስጋንን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተረኸቡ ኣይተ ኣደም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝተጀመረ ፃዕሪ ናብ ድሕሪት ዘይምለስን ብቑርፀኝነት ዝስረሐሉን ዛዕባ ኢዩ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተፈፀሙ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ቢዝነስ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተገምጊሙ። ሚኒስትር እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምሕጋዝ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰርሕ ኣሎ-መንግስቲ ኣየርላንድ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ በርነን ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ኣብቲ ዘተ፥ ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ሐዚ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ፣ ናብ ሰላምን ልምዓትን ንክምለስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንጎረባብቲ ሃገራትን ቀጣናዊ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ቀፃሊ እውን 89 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ዝምለስሉ መርሃ ግብሪ በረራ ፅባሕ ከምዝሳለጥ ኣብ ቤይሩት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል…