Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ብቪዲዮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ዝተገበሩ ድርድራት ሰላም እንትትቅበል ዩክሬን…

መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት፣ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ሃድያ ሆሳእና ተዓዋቲት ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ተዓዋቲት መበል 17 ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና። ሃድያ ሆሳእናን ኢትዮጵያ ቡናን ዘራኸበ ፀወታ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ስሩዕ ሰዓት 2 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን…

ኣፈላላያት ዲጂታል ንምፅባብ እናተሳለጠ ዝርከብ ስራሕ ዝበረታታዕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈላላያት ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምፅባብ እናተሳለጠ ዝርከብ ስራሕ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፍሉይ ኮሚቴ ቴክኒክ ኮሙኒኬሽንን ኣይ ሲ ቲን 5ይ ስሩዕ ኣኼባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ኣብዚ ዓመት ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ንርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ቻይና ብዝበለፀ ንኽጉልብት ኣብ መፅናዕቲ ትምህርቲ ቋንቋታት እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣባላት ዳይሬክቶሬት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ 21 ኩባንያታት ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎ ጉዳያት መኺሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ካብ ውልቀ ማሕበር ኩባኒያታት ፈረንሳይ ምስ ዝተወከሉ 21 ኩባንያታት ዝተውፃእፅኡ 30 ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ናብ ዝለዓለ ንምዝጋር…

ኣብ ጎንደር ስልጠና ተሃድሶ ዝተኸታተሉ መናእሰይ ናብ ሕብረተሰብ ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንደር ስልጠና ተሃድሶ ዝተኸታተሉ መናእሰይ ካብ ስሕተቶም ተኣሪሞም ናብ ሕብረተሰብ ከምዝተፀምበሩ ተገሊፁ። “ብዝተሰሓሓተ መገዲ ኣብ ተግባራት ጎንፂን ህውከትን ብምውፋር ህዝቢን መንግስቲ ምብዳልና ግቡእ ከምዘይኮነ ብምግንዛብ ኣብ ቀፃሊ ሰላም…

ን7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ናይ ምብፃሕ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ናይ ምብፃሕ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ብዓርሰ ዓቕሚ ንተረዳእቲ ሓገዝ ናይ ምቕራብ…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ብዝተለኣኸ ገንዘብ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተለኣኸ ገንዘብ (ሬሚታንስ) ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ንኽርከብ ሓገዝ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን÷ ኣፈፃፅማ…

ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ሰበታ፣ ሃዋስን ቀርሳ ማሌማን ኣብ ዝተባህሉ ከባቢታት እናተንቀሳቐሰ ሰላም ሕብረተሰብ እናሃወኹ ኣብ ዝነበሩ ኣባላት እቲ ግብረ ራዕዲ…