Fana: At a Speed of Life!

ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንሲኢአርኤፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ። ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሓደጋታት ዝተጠቕዑ ከባቢታት ዘሎ…

ብዛዕባ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተተግበረ ዝርከብ እንትትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍላጥን መዋእለ ንዋይ ሃገር ክብ ክብል ኣብ ምግባርን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዝኾነ ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዶክተር ኣብዲ ዘነበን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ኣብ መንጎ ዞባ ኮንታን ዳውሮን ዘርከብን ዓምዩቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝወነነን ኢዩ። እቲ ፓርክ ኣብ 1997 ዓ.ም ብሕቶን ተሳትፎን ህዝብን ምምሕዳርን ኮንታን ዳውሮን ብብርኪ…

ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእሉ ስራሕቲ መስራሕ ይግበአና-ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጂቡቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእሉ ስራሕቲ መስራሕ ይግበአና ከብሉ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጂቡቲ ድልኤታ መሓመድ ድልኤታ ተዛሪቦም። ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደሴ ዳልኬ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ምትሕብባር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሪያ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ኣምባሳደር…

ጠንቂን ምልክታትን ልዑል መጠን ኮሌስትሮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌስትሮል ኣብ ደም እንትኸውን፥ መጠን ኮሌስትሮል ኣብ ደም እናወሰኸ ምስ ዝኸይድ ኣብ ጥዕና ዘሎ ሓደጋ እውን ብኡ መጠን እናወሰኸ’ዩ ዝኸይድ። ውድብ ጥዕና ዓለም ልዑል መጠን ኮሌስትሮል ንሓደጋታት ሕማም ልብን ወቅዒን ከም ዘቃልዕ ይገልፅ። እዚ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 5 ሺሕ ዕጡቓት ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ሺሕን 216 ዕጡቓት ሰላም ብምምራፅ ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ መንገሻ ፈንታው (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ክብ ህዝቢ ዝተለዓለ ሕቶ መሰረት ብምግባር…

ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ከተማታትና ኣጠዓዒምና ክንሰርሕ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ብምጥዕዓም ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምችውቲን ዓለም ለኸ ተወዳዳሪት ንምግባርን ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቀፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ብከንቲባ ኣዳነች…

መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ሰሊዑ ይሰርሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ስራሕቲ ሓገዝ እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…