Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ። እቲ ሓገዝ፥ ካብ ቤት ዕዮ ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን (Refugee and Returnee Servic) ዝተረኸበ…

ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ን3ይ ግዘ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝተዓወቱ ቦርድ መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በዚ ድማ ኣልሲሲ ንዝቕፅሉ  ሽዱሽተ ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ከገልግሉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ በዓል መዚ ብሄራዊ ቦርድ…

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ኣብቲ ዑደት፥ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ካልኦት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ተሳቲፎም። ጎኒ ንጎኒ እቲ…

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ምስ ሆላንዳዊት ጋንታ ፊይኖርድ ከምኡ እውን ካሊእ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢሲሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ሬንስ ተራኺበን፡፡ ፈረንሳዊት…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሓገዝ ፋውንዴሽን በላይነህ ክንዴን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ትካል ወረታ ኢንተርናሽናልን ኢዮም ገይሮምዎ። ፋውንዴሽን ቢ ኬ ጂ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን…

ጀጋኑ ሰላም ብምዃን ንህዝብና ክንክሕስ ኢና-ሰልጠንቲ ተሃድሶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኮማንድ ፖስት ሸዋ ን10 መዓልታት ሳልሳይ ዙር ሰልጠና እንትከታተሉ ዝነበሩ 161 ስልጠና ዛዚሞም። እቶም ሰልጠንቲ፥ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ፣ ህውከትን ናዕብን ተሳቲፎም ብምባል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝፀንሑ…

ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ንሓደጋታት ምላሽ ኣብ ምሃብ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ብዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ኣካቢ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣቐዲሙ ቃል ጉባኤ 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምፅዳቕ…

ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዎርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ከምዝጅምር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ካብ ዩኤስ ኣይዲ ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ብዝጅመር…

ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ንክሳተፉ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክሳተፉ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ  መላኩ ኣለበል፥ ብሓላፊ ኤጀንሲ ሃፍቲ ዕደና ሩሲያ ኢቭጌኒ ፔትሮቭ መስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ…