ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ Desta Dec 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤሚሬትስ ሕብረት ዓረብን ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ Desta Dec 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ ስነ ሰርዓት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተሳለጠ ዝቐነየ መበል 88 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 20 ሕዳር 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ዓቕሚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ዓቕሚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም። መበል 88 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ “ብመስዋእትነት ሃገር ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 20 ሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራተጨዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ ሞኪንናት ሓይሊ ኣየር መበል 88 ዓመት በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ዘቲዮም Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ውሕመ) ፊሊፖ ግራንዴ ኣብ ጄኔቫ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ኣብ ዝነብሩላ ኢትዮጵያ ናብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም። እቶም ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ትማሊ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘህነፆ መሰረተ ልምዓት ውግእ ከምኡውን ዓቕሚ ዕጥቂ ክብ ንምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሩ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም። እቲ ልኡኽ ብዳይሬክተር ንግዲ፤ ኢንቨስትመንትን ግብርናን ኣምባሳደር ኣሌክስ ጂያኮሜሊ ዝተመርሐ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ተባሂሉ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ጌታቸው መንግስቴ ተዛሪቦም። ጎኒ ንጎኒ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተኸፈተ ፈላማይ ኤክስፖ…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕግበት ማሕበረሰብ ክብ ብምባል ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህሊ ንምኽኣል ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሚኑኬሽን ቢሮ ንግዲ ሰውነት ኣየለ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ጀኔራል ኣበባው ታደሰ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። መበል 88 ዓመት ናይ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ መድረኽ ፓናል ኣብ…