ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈ ጉባኤ ፓርላማ ጅቡቲ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ፓርላማ ጅቡቲ ዲሌታ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ ትማሊ ምሸት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ÷ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎን ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ባይቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ቻይና ዝተፈራረሞም ስምምዓት ናብ ስራሕ ንምእታው እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ቻይና ምስ ግዝኣት ሄናን ዲቪዥን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከተማ ጄንጆ ዝተፈራረሞም ስምምዓት ናብ ስራሕ ንምእታው እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዝሕሉ መፍትሒ ንምብፃሕ ብቖራፅነት ክትቅፅል ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲን ብፍትሓዊ ድርድርን ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዘሕሉ መፍትሒ ሓሳብ ንምብፃሕ ዘለዋ ቖራፅነት ሒዛ ከምትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ÷ ኣብ ጉዳይ ራብዓይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርና ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርማ ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንእዋን ተኸላ ቐፃሊ ዓመት ምድላው ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዪንሴፍ 16 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ሂቡ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዪንሴፍ 16 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። እቶም ሓገዛት፥ ተወካሊት ዪንሴፍ ጨንፈር ትግራይ ኤልዛቤት ኦሜኬ ንሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ኣማኒኤል ሃይለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሊ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም – ሓበራዊ… Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሊ ጅግጅጋ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ ሶማሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕዳር ተፋሰስ ንምድጋፍ ዝውዕል ፕሮጀከት መፈፀሚ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ከባቢ ወሓዝቲ ሩባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር 6ይ ዘበን መረፃ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 5ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣፈ-ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣሲያ ከማል÷ ነቲ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ድማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…
ቢዝነስ ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ልኡኽ፥ ብምክትል ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ግዝኣት ጂሊ፣ ምክትል ሴክሬታሪ ጄኔራል ምምሕዳር ፉያንግ ዋንግ ፈሂሁ፣ ኣዶ መንበር ኮሚቴ ምትሕብባርን ሕውነትን ኢትዮጵያ ቻይና ቤቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሃገራት ኣፍሪካ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ዝካየድ ዘሎ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምዝማን ዝኸድኡ ጉዕዞ…