ኣይተ ደመቀ መኮንን ኢትዮጵያ ምስ ስፔን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ስትራቴጂካዊ ብርኪ ንምድንፋዕ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስፔን ዘለዋ ታሪኻዊን ሰፊሕን ምትሕብባር ናብ ስትራቴጂካዊ ብርኪ ንምድንፋዕ ድሌት ከምዘለዋ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኢትዮጵያ ፃንሒት ስረሖም ዝዛዘሙ…