ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 29 መስከረም ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ ተዛዚሙ። እቲ ንኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልታት እናተውሃበ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና÷ ብዝተረጋገአ ኩነታት ከምዝተዛዘመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክረምታዊ ፕሮግራም ምግባረ ሰናይ ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ። እቶም ኣባይቲን ኣቢያተ ትምህርቲን ዝተሃነፁ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ፉሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ተሃድሶን ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ፈሪሞም Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት÷ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋን ተወካሊ ዋና ዳይሬክተር ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሐሸ ትምህርቲ ምሃብ እንተዘይተኻኢሉ ከም ማሕበረሰብ ክንከስር ኢና – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንደቅና ዝሐሸ ትምህርቲ ምሃብ እንተዘይተኻሉ ከም ማሕበረሰብ ዝዓበየ ክሳራ ኢና ክነተኣናግድ” ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝርከቡ 1ይን 2ይን ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ኢሌይ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብተኣማንነት ብሄራዊ ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብተኣማንነት ብሄራዊ ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ከፈልቲ ግብሪ ሸሊሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ከፈልቲ ግብሪ በጀት ዓመት 2015 ብምርካብ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ምፍንቓል ውሽጢ ሃገር ዋና ፀሓፊ ውሕመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ንምዝታይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ንምዝታይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትርን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ጋምቤላ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ…
ቢዝነስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኮንስትራክሽን ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኮንስትራክሽን ኢትዮ ኮን 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 4 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽን ማእኸል ክፍቲ ኮይኑ ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ንምጥያሽ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር እናሰርሐ ምዃኑ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ንምጥያሽ ሓዱሽ ምስ ዝተጣየሸ መንግስቲ እታ ሃገር እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣፍሊጦም። ብምዃኑ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይጄሪያ ሓዱሽ መንግስቲ ምጥያሹ ስዒቡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ተቐበልቲ ሃገራት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን መሓዙትን ፅዕንቶን ሓላፍነትን ብምሽካም መምርሒ ስደተኛታት ተቐበልቲ ንዝኾና ሃገራት ጭቡጥ ሓገዝ ንኽገብሩ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ፡፡ መበል 74 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ…