ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ዘለዋ ሃፍቲ ምርኣይ፣ ምውፃእ፣ ምፍላጥን ምግልጋልን ይግበኦም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ዘለዋ ሃፍቲ ምርኣይ፣ ምውፃእ፣ ምፍላጥን ምግልጋልን ከምዝግበኦም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
“ብዙሕ ታሪኽ፣ ሓድጊ፣ ባህሊ፣ ህያባት ተፈጥሮ፣ ኣዕዋፍ፣ እንስሳት ዘገዳምን ክጉብነዩ ዝኽእሉን…