Fana: At a Speed of Life!

ሰልጠንቲ ተሃድሶ ንዘላቒ ሰላም ግደኦም ከምዝዋፅኡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዚያዊ መፅንሒ ስልጠና ተሃድሶ ኮምቦልቻ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣብ ሰልጠና ዝረኸብናዮ ፍልጠት ብምጥቃም ንዘላቒ ሰላም ግደና ከንዋፃእ ኢና ክብሉ ገሊፆም። ኣብ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ወልቀ ሰባት ናብ ማሕበረሰብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ  ኣብ ጋና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ይሳተፍ ኣሎ። ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዓለም ንዘንፀላለዋ…

ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳለወቶ ዓውደ ርእይ ሓምለዋይ ኣሰር ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ኢሜሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ኢትዮጵያ ዘዳለወቶ ዓውደ ርእይ( ፓቪሊዮን) ሓምለዋይ ኣሰር ኣርእየሙዎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥…

ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ልዑል ዋጢ ኣየር፣ ሓደጋ ውሑጅን ለውጢ ክሌማን ዘስዕብ ዘሎ ሓደጋ ተፈጥሮ ንምክልኻልን ጉድኣቱ ንምቕናስን ዝሕግዙ ውሳነታት ክውሰኑ ትፅቢት ይግበር። መራሕቲ…

ኢትዮጵያ ኣባል ኣይ.ኤል.ኦ ዝኾነትሉ መበል 100 ዓመት ዝጠመተ ጉባኤ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ዓለማዊ ትካል ሰራሕተኛታት(ኣይ.ኤል.ኦ) ዝኾነትሉ መበል 100 ዓመት ዝጠመተ ካብ 24 ክሳብ 26 ሕዳር 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ጉባኤ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታትን መስራሕቲን ዘድሃበ ዘተ ከምዘካየድ ተገሊፁ።…

ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ወፃኢ ዓዲን ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ፅባሕ 21 ሕዳር ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምስታፍ…

520 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ዩሪያ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ወደብ ጂቡቲ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)520 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ዩሪያ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ተወሳኺ 615 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስ ቦሮ ዝፀዓነት መርከብ እውን ፅባሕ ኣብቲ ወደብ ከምእትበፅሕ ተገሊፁ።…

ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ዛላ ቀበሌ ባዮ ዚማ ሓንቲ ላሕሚ ንኻልኣይ ግዘ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ወሊዳ። እታ ላሕሚን እቶም ምራኹትን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን ተገሊፁ፡፡ ወነንቲ እታ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ንካልኣይ እዋን ሰለስተ…

ናብ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ሰብ መዚ ኤሮኖቲካል ፈረንሳይ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ…

155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ምስ ዞባ ምብራቐ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ማሕበረሰብ ዓሌት ኢቱ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ብዝገበሮ ዘተ 155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ተወሺጦም ብሕቡእ ብምንቅስቓስ ንባዕሎም…