መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር÷ ውሕመ “ትምህቲ ርኣብ ዘበነ ዲጂታል ንልምዓት፣ ንፍትሓዊነት፣ ለሰላምን ድሕንነትን ዝሕግዝ ኢንቨስትመንት”…