ዓለም ለኻዊ ዜናታት ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ገይሩ-መፅናዕቲ Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ከምዝገበሮ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምእካብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ብምፅናዕ መፍትሒ ዘርእዩ ኣባላት ጉጅለ ሳይንቲስታት ሎሚ መዓልቲ ርካቦም ዕላዊ ገይሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት መስቀልን ኢሬቻን ብሰላም ንክኽበሩ መናእሰይ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲትቱ Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ዝኽበሩ በዓላት መስቀልን ኢሬቻን ብሰላም ንክኽበሩ መናእሰይ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲትቱ። “መግለፂ ሓድነት፣ ሕውነትን ፍቕሪን ዝኾኑ እቶም ሃይማኖታዊን ህዝባዊን በዓላት ብሓባር ነኽብር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዕሊ 5 ሺሕ መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሃነፀ ማእኸል መሐብሐቢ ጉዱኣት ኣካል ተመሪቑ Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተሃነፀ ማእኸል መሐብሐቢ ጉዱኣት ኲናት ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ/ር)ን…
ጥዕና ተቓላዕነት ሕማም ካንሰር ዘጋድዱ ምኽንያታት Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካንሰር ዝተዛብዑ ህዋሳት ብቕልጡፍ እንትከፋፈሉን ናብ ካልኦት ክፍሊ ሰውነት ዝስፋሕፋሕ ዓይነት ሕማም ኢዩ፡፡ እዞም ብቕልጡፍ ዝዓብዩ ሴላት ድማ ሕበጥ ከስዕብን ስሩዕ ተግባር ሰውነት ከዛብዑ ዝኽእሉ ኢዮም፡፡ ከም ሓበሬታ ውድብ ጥዕና ዓለም፥…
ጥዕና ብዛዕባ ሕማም ኮሌካ/ሸሮኽ እንታይ ትፈልጡ? Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሸሮኽ ምስ ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣጠቓቕማ ዓይኒ ምድሪ፣ ኣመጋግባን ዝኽሰትን ውፅኣት ብምስዓብ ክሳብ ሞት ዘበፅሕን ተመሓላላፊ ሕማም ኢዩ። ምልክታት ንምርኣይን ኣብ ሰብ ዝህሉ ተቓላዓይነት ንምውሳኽን ካብ 2 ሰዓት ክሳብ 3 መዓልታት ጥራሕ ይፀንሕ።…
ቢዝነስ ንኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት 132 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር በጀት ሓገዝ ግልጋሎት ተሰሊዑ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተካእቲን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዘምፅኡን ፍርያታት ዝዋፈሩ ሓደሽቲ ኢንተርፕራይዛት ንምፍጣር ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝረኣዩ ማሕለኻታት ብምጥማት ምስ መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛ ንፅንፈኛ ሓይሊታት ንክወሃቡ ዝተዳለዉ ወተሃደራዊ ናውቲታት ተታሒዞም Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝንቀሳቐሱ ፅንፈኛ ሓይሊታት ንክወሃቡ ዝተዳለዉ ወተሃደራዊ ናውቲታትን ሰነዳትን ተታሒዞም። ጌታሁን ኣስፋው ጌታሁን ዝተብሃለን ነቶም ፅንፈኛታት ዝቐውን ሎጂስቲክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ውሕመ ኢትዮጵያ ንፍልሰተኛታት እትገብሮ ዘላ እንግዶት ንኢዶም Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፊሊፖ ግራንዴ ኢትዮጵያ ንፍልሰተኛታት እትገብሮ ዘላ እንግዶት ንኢዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስቶም ኮሚሽነር ዘቲዮም። ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ። እቲ ምኽክሩ፥ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዋና ተደራዳሪ መገዲ ኣየር ካናዳ ሸንድራ ሜሊያን ተደራዳሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓት ምብራቓዊ ክፍሊ እታ ሃገር ከምዘዕነወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓትን ትካላትን እቲ ከባቢ ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ገሊፁ። ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓያል ሓደጋ ውሕጅ ንደርና ምስ ሱሳ፣ ኣልቁባና ምስ ካልኦት…